{"product_id":"jesus-and-muhammad-profound-differences-and-surprising-similarities-የሱስዶ-ወይስ-መሓመድ-1","title":"Jesus and Muhammad: Profound Differences and Surprising Similarities (የሱስዶ ወይስ መሓመድ)","description":"የሱስን መሓመድን ኣብ ዓለምና፡ ካብ ዝዀነ ሰብ ንላዕሊ ኣዝዮም ጸለውቲ ምዃኖም፥ ዘየጠራጥር እዩ። ኣብ መንጎ’ዚ ክልተ መራሕቲ ዘሎ ናይ ሓሳብ ጋግ ግና መጠኑ ዓብዪ እዩ። እቲ ሐቀኛ ስእሊ ክህልወና መታን ብመገዲ እዛ መጽሓፍ፥ መሪሐ ናብቲ መበቆላዊ ጽሑፋት ብምውሳድ፡ ምስዞም ክልተ ሰባት ከለልየኩም እዩ። ኣስላማይ ዝነበርኩ፥ ኣብ ርእሲ እዚ ፥ ኣብ እምነት ክርስትና ፍልስፍናዊ መዓርግ ዶክተር ማለት ፒ. ኤች. ዲ ዘሎኒ። ማዕረ እዚ፡ እዉን ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኣል-ኣዝሃር ዩኒቨርሲቲ ብ ባህልን ታሪኽ ምስልምናን ፒ. ኤች. ዲ ዘሎኒ እየ። እምብኣር እዛ መጽሓፍ፡ ብስነ-መጎታዊ መልክዑ ተሰሪዑ በዚ ዝስዕብ ክትመርሓካ እያ። ኣብ መንጎ’ዚ ክልተ እምነታት ዘሎ ናይ ሓሳብ ጋግ ክርስትያናት ብዛዕባ ግብርን ትምህርትን መሓመድ ቁንጣሮ ፍልጠት ጥራይ እዩ ዘለዎም። ኣስላም እዉን ብዛዕባ የሱስ ፍልጠት ከምዘለዎም እዮም ዚሓስቡ። እንተ ዀነ ግና. . . እቲ ሐቀኛ ስእሊ ክህልወና መታን ብመገዲ እዛ መጽሓፍ፥ መሪሐ ናብቲ መበቆላዊ ጽሑፋት ብምውሳድ፡ ምስዞም ክልተ ሰባት ከራኽብኩም እዩ። መሓመድ ብዛዕባ የሱስ እተዛረቦን የሱስ ድማ ብዛዕባ መሓመድ እንታይ ኢሉ ዀን ይኸውን ? ኣብ ነፍሲ ወከፍ፥ ኣርእስታት ጥቕሲ ብጥቕሲ እናኣወዳደረ ብዝገልጽ ሓሳብ ክዛዘም ኢና።\u003cbr\u003eASIN: 2924825415\u003cbr\u003eVSKU: BVV.2924825415.G\u003cbr\u003eCondition: Good\u003cbr\u003eAuthor\/Artist:Mark A. Gabriel\u003cbr\u003eBinding: Pod_paperback\u003cbr\u003e\u003cb\u003eNote:\u003c\/b\u003e Any images shown are stock photographs and product may differ from what is shown.  \u003cbr\u003e\u003cb\u003eCondition Notes\u003c\/b\u003e: The item shows wear from consistent use, but it remains in good condition and works perfectly. All pages and cover are intact  including the dust cover, if applicable . Spine may show signs of wear. Pages may include limited notes and highlighting. May NOT include discs, access code or other supplemental materials.  \u003cbr\u003e","brand":"Blue Vase Books","offers":[{"title":"Default Title","offer_id":43331411181629,"sku":"BVV.2924825415.G","price":74.4,"currency_code":"USD","in_stock":true}],"url":"https:\/\/www.bluevasebooks.com\/products\/jesus-and-muhammad-profound-differences-and-surprising-similarities-%e1%8b%a8%e1%88%b1%e1%88%b5%e1%8b%b6-%e1%8b%88%e1%8b%ad%e1%88%b5-%e1%88%98%e1%88%93%e1%88%98%e1%8b%b5-1","provider":"Blue Vase Books","version":"1.0","type":"link"}